Hulp Tigrinya

ሓገዝ

ኩሉ ንኣኻትኩም ሓዲሽ አዩ ኣብ ኔዘርላንድን ኣመርስፎርትን። አቲ ምምሕዳር ናይ ኣመርስፎርት ክትሕገዙ እዩ ዝደሊ። በዚ ምኽንያት ትሓጋጋዚ ካብ አንተኽራሲቭርክ ክገበረልኩም እዩ። እቲ ተሓጋጋዚ ንዝርርብ ክዕድምኩም አዩ። እቲ ሓልፍነት ናይ ኢንቡርኽሪን ናታትኩም አዩ። እቲ ሕጊ ናትካ ጻዕርን ምስታፍን እዩ ዝሓተት። እቲ ተሓጋጋዚኻ/ካ ክሕግዘካ/ኪ እዩ ክሳብ ባዕልኻ ክትምሐደር እትኽእል።

ኣብ መዕቖቢ ቦታ (AZC) ተቕሚጥኩም አንድሕር ድኣ ትፈልቱ ኾንኩም፣ ሓገዝ  ንምቕማጥ ኣብ ኣመርስፎርት ውን ክግበርልኩም አዩ። ን ኣብነት፥ ናይ ገዛ ሓኪም፣ ውሕስና፣ ትምርቲ ናይ ቖልዑት፣ ቀረጽ፣ ደብዳቤ ወዘተ።  

ዕድም እንትዘይረክብኩም፣ ግና ሓገዝ የድለኩም ኮይኑ፣ ን ኢንተኽራሲቨርክ በዚ ዝስዕብ ቴሌፎን ቑጽሪ፥ 033-4619520 ወይክኣ e-mail: info@integratiewerk.nl. ክትረኽብዎም።

Website Integratiewerk