Huis Tigrinya

ገዛ

ኣብ መንበሪ ዕቑባ (AZC) ትቅመቱ ኣልኹም፣ ዕቑባ ድማ ረኺብኩም። ኣብ ኣመርስፎርት ገዛ ከምትውሃቡ መልእኽቲ ረኺብኩም። ሰራሕተኛ ናይ ኢንተኽራሲቨርክ ንዝርርብ ብቕልጡፍ ይዕድመካ መታን ምሳኻ ክላለን ብዛዕባ እቲ ንዓኻ ዝኸውን ገዛን ንምድላይ ኣብ ኣምስፎርት። ብድሕሪኡ እቲ/ታ ናይ ኢንተኽራሲ ሰራሕተኛ ገዛ ኣብ ኣመርስፎርት ይደልየልካ። ባዕላትኩም ገዛ ክትደልዩ ኣይድለኩም እዩ። ነዊሕ ግዜ ክውሰድ ይኽእል እዩ ክሳብ ገዛ ዝርከብ። ሓንሳብሓንሳብ እኹል ገዛ የለን፣ ነውሕ ግዜ ክትጽበዩ ኣልኩም ክሳብ ገዛ ዝውሓብኩም። ባህ ኣይብል እዩ፣ ኣቅሊ ይሓትት። ሕጹጽ ሕቶታት እንተእለኩም፣ ን አንተኽራሲቨርክ በዚ ዝስዕብ ስልኪ ቑጽሪ ፥ 033-4619520 ወይ ክኣ e-mail: info@integratiewerk.nl. ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም።

Website Integratiewerk